ኩቡራት ብሙሉእ ዓለም እትርከቡ ወገናተይ ሰላምኩም ይብዛሕ እናበልኩ ፈቲኩም እና ፈቂድኩም ስለትካታተሉኒ ካብ ልቢ እናመስገንኩ ሓደሽቲ ልኮንኩም ድማ እንካዕ ናብዚ ቻናለይ ብሰላም መፃእኩም እናበልኩ ሰላምታይ እናቅረብኩ ቡዚ seni tube ሰኑ ዩቱብ ኩሉ ለቅርበልኩም ስራሕቲ አምሃርቲ መስሓቅቲ ቭድዬ ክተግንዩ ኢኩም ምግቢ፣ ስራሕ፣ ዝተፈላለዩ ቁምነገር ክተግንዩ ኢኩም ካባካትኩም ዝደሊ ሳብስክራይብ ብቻዩ ንካሊእ ክበፅሕ ምእንታን ሸር፣ላይክ፣ ኬሜንት እናገበርኩም ናብኩሉ አብፅሕሎም አቀዲመ ክብረት ይሃበለይ👍🙏😍☕


Dear friends all over the world, I would like to thank you for watching and welcome to my channel You will be posting food, work, various stuff I want you to subscribe and share, like, comment and share to everyone thanks in advance👍🙏😍☕